Skool 资料页
Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት -ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ -ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ -ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።
📊 3130d +7
104成员
0在线
1管理员
👍 0
😎 0
🔥 0
👏 0
ዚኮ ኣካዳሚ ን ኣብ ሞያታት ደረቅ ስእልን ቪድዮን
ዝግደሱ ፡ ኣብ ዝተፍላለየ ክሊ ዕድመ ዝርከቡ ግዱሳት ካብ በይዝ ክሳብ ክኢላታትን ከምዉን ስራሕ ክቅበሉ ዝኽሉ ሞያዊያን ንምፍራይ ኣብ ምስልጣን ዝጸንሐ ናይ ኦንላይን መሰልጠኒ ማእከል ኢዩ።
讨论
评论
还没有评论。成为第一个留下笔记的成员吧。